• Icon 02

  • Icon 03

  • Icon 04

  • ur
  • wikipedia

Skriv ut

on .

ትምህርትን ፍልጠትን

 'ፍልጠት' ኣንታይ ኢዩ? እትብል ሕቶ ከባድ ኢያ። ሓደ ተመሃራይ እፈልጥ እየ ኪብል ከሎ እንታይ ማለቱ ኢዩ? ታሪኽ፡ ጀዮግራፊ፡ ፊዚክስ፡ ቍጽሪ፡ ባዮሎጂ፡ ከሚስትሪ ወዘተ.. ተማሂረ ዲግሪ ኣምጺአ ማለቱ ዲዩ?
ተመሃራይ እንታይ ኪፈልጥ እዩ ኣብ ቤትትምህርቲ ዚኸይድ? ፈሊጡ'ኸ እንታይ ኪገብረሉ እዩ ዚደሊ? ፍልጠት ኪብሃል ከሎ፡ ካብ ነብስኻ ጀሚርካ ዙርያኻን ከባቢኻን፡ ካብኡ ሓሊፉ ድማ ነቲ ከሊሉካ ዘሎ ዩኒቨርስ ብጥልቂ ምምርማርን ነቲ ሕግታቱ ምግንዛብን፡ ካብኡ ተላዒልካ ድማ ክትቈጻጸሮ Läs mer ...

Skriv ut

on .

ብ ፋኑኤል መብራህቱ

ማቲልዳ ከምዚ በለት

ማቲልዳ ጓል 6 ዓመት እያ፥ መሓዘኣ ጆሃን ከማን ወዲ 6 ኣመት አዩ።

ማቲልዳ ንአሽተይ ሓዊ ኣለዋ፣ ሓዋ ወዲ 7 ኣመት አዩ።

ምጽዋት ኣዘዮም አዮም ዝፈትዉ።

ኣብ መንጎ ጸዎተኦም ማቲልዳ ሃንደበት ደከመት። ከተንቀጥቅጥ ውን ጀመረት።

Skriv ut

on .

10 ምኽርታት መምህረይ

 

10 ርታት መምህረይ

     ሊዝ ዝስማ ኣብ ታሽዓይ ክፍሊ እንከለኹ እንግሊዝኛ ትምህረና ስዊዘርላንዳዊት ነይራ፣ እቲ ቀላሚንጦስ ቁመታ ብምሉእ ቀሚሽ ክዳን ተከዲና ትከይድ እንከላ።ኣብ ቀላይ ተንሳፍፍ ዘላ ማይ-ደርሆ ትመስል፣ መማህርትና ነዚ ርእዮምመምህር ሰለልዝብል ሳጓ ኣውጺኦምላ፣ መምህር ሰለል ዋላ ናይ ኢንግሊዝኛ መምህር ትኹንምበር ኣብ ሳይንስ ፍሉይ ተምሳጥ ነይሩዋ፣ ኣብታ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ዝሰርዓትልና ፍኑውቲ ክፍለ ግዜ። ናይ ካልእ ዓይነት ትምህርቲ Läs mer ...