ጽውጽዋይ
ብሚካል ፍጹም 7A
እቲ ሰራቒ ሰብኣይ
ሓደ እዋን፡ ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ዓዲ፡ ሓደ ንጉስ ነበረ። እቲ ንጉስ ኣዝዩ ሃብታምን ህዝቡ ዚፈቱን ነበረ። ግን ሓደ ሰብኣይ ብሃብቱ ዝቐንኣሉ ነበረ። ሓደ መዓልቲ፡ እቲ ንጉስ ኪገይሽ ኢሉ ኣዋርቑ ሓብኦ። ነቲ ኣዋርቕ ኢናኣቐመጦ ከሎ፡ እቲ ቀናእ ሰብኣይ ረኣዮ። እቲ ንጉስ ምስ ገሸ፡ እቲ ሰብኣይ ነቲ ገዛ ሰይሩ ነቲ ኣዋርቕ ወሰዶ።