Till Tema modersmål

Tema modersmål - tigrinya

ዘራፍ

Print


giraff7Wእዚኣ ዘራፍ ኢያ።

ዘራፍ ነዋሕ እንስሳ ኢያ።

በላዒት ሳዕሪ ኢያ።

 


 

giraff3W

እዚ ተባዕታይ ዘራፍ ኢዩ።

ኣብ ግንባሩ ሳልሳይ ቀርኒ ኣሎዎ።


giraff3w

እዚኣ ውላድ ዘራፍ ኢያ።


giraff0w

እዚኣ ዘራፍ ምስ ውላዳ ኢያ።

እንታይ ይገብራ ኣለዋ፧


giraff5W

ኣብዚ ስእሊ'ዚ እንታይ ትርእዩ ኣለኹም፧

እታ ውላድ ዘራፍ እንታይ ትገብር ኣላ፧


giraff1W

እዛ ዘራፍ ኣበይ ኣላ፧

እንታይ ክትገብር'ያ ይመስለኩም፧




giraff6w

ዘራፍ ክንዲ ምንታይ ነዋሕ ትመስለኩም፧

እታ ዓባይ፡ ርእሳ ኣበይ ኣሎ፧

እታ ንእሽቶኸ እንታይ ትገብር ኣላ፧

 

Download

geezmahtemfont



Ladda ner fonten för att kunna läsa texten


keyboard
Online Keyboard


እዚ ንፈተነ ጥራይ ኢዩ። ኣብ ቀረባ ተኣሪሙ ኪቐርብ ኢዩ።

bildtema-ikon
Bildtema



tigrinya_abc
Alfabet